⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተጫረቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ኮዕቲ (ድርሊንግ) ፈቃድ፣ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ፣ TIN፣ VAT፣ ናይ ቀረባይነት ምስክር ወረቐትን ናይ 3 ወርሒ ሒሳብ ዘከፈሉሉ መረዳእታን ከቕርቡ ዝኽእሉ።
* ሰነድ ጨረታ ካብ 02/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 17/07/2018 ዓ.ም ዘይምለስ 1,500 ብር ብምክፋል ካብ ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ (ቢሮ ቁፅሪ 2) ምውሳድ ይክኣል።
* ጨረታ ብዕለት 17/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፡ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
* እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ (ሓበሬታ፡ 0344407335 / 0921288220)።

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎን ብቅዓት መረጋገፂ ወረቀት ምስክር ዘቅርቡ
2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም
4 መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎም
5 ናይ ሰለሰተ ኣዋርሕ ሒሳብ ዝከፈሉ መረዳእታ ዘቅረቡ
6 ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ናይ ማይ ኮዕቲ ወይድማ ድርሊንግ ፈቃድ ዘለዎም
7 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዕድጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 2/7/2018 ዓም ከሳብ 17/7/2018 ዓም ዘይምለስ 1500 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/7/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ኣድራሻና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ትሕቲ ዓይደር
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0921288220