የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ሰነድ ጨረታ ካብ 4/7/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ካብቲ ቤት ፅሕፈት (ቢሮ ቁፅሪ 2) ምዉሳድ ይክኣል።
* እቲ ኣረጊት ንብረት ኣብ ስራሕ መዓልትታት ካብ ሰዓት 2:30 እስከ 5:30 ብኣካል ብምርካብ ምርኣይ ይክኣል።
* ጨረታ ብዕለት 18/7/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት።
* እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ (ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ 0344407335 / 0921886809)።

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ ምድር ቤት ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 4/7/2018 ዓም ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

2 ነቲ አረጊት ንብረት ንምርኣይ ንዝደልዩ ተጫረቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ ሰዓት 2:30 ክሳብ ሰዓት 5:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምርኣይ ይክእሉ ካብዚ ወፃኢ ንዝመፅእ ተጫረቲ ግን ዘይተኣናገድ ምካኑ ፈሊጥኩም ኣብቲ ሰዓትኩም ክትርከቡ አለኩም

3 ጨረታ 18/7/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፀዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ክክፈት እዩ

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ ናይ ምዉጋድ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይድማ ብካፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344407335 / 0921886809