⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ማሕበር ልምዓት ትግራይ 187 መደገፊ ዘለዎ ፕላስቲክ ወንበር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መለለዪ ቁፅሪ ግብሪ (TIN) ከምኡ እውን ሕጋዊ ደረሰኝ ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ዝሰዓረ ተወዳደሪ መርኣያ ኣቕሪቡ ምስ ፀደቐሉ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ዘቕርብ ክኸውን ኣለዎ።
* እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት ይኸፈት።

ምልክታ ፕሮፎርማ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ መደገፊ ዘለዎ ፕላስቲክ ወንበር (Plastic chair) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ዝምልከተኩም ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም፡፡
1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣
2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ዝኸእሉ፣
3. ተኸታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ሕጋዊ ቅብሊት (ደረሰኝ) ከቕርቡ ዝኸእሉ፣
4. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣
5. እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስ ተብሃለን ዘቕረቦ መርአያ ቕቡልነት ምስረኸበን እቲ ዝድለ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ትካልና ከቕርብ ዝኽእል፣
6. ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ኣለዎ፣
7. ትካልና 20% ናይቲ ንብረት ምውሳኸን ምንካይን ይኸእል፣
8. ማ.ል.ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣
9. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት ይኸፈት፡፡
| ተቑ | ዓይነት ዝጓዓዐዝ ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | መደገፊ ዘለዎ ፕላስቲክ ወንበር | ቑፅሪ | 187 | ብመርኣያ |