ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝዋንነተን ተሸከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ንምግጣም ትካልና ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ክፍፅም ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 30, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 30, 2018 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

SOS Childrens Village HRP Project ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናይ ፅሬት አቅሑት ንዝተፈላለዩ ናይ ትካልና ስራሕቲ ዘገልግሉ ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 110,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

አብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስ አቁሑት ብፕሮፎርማ ብምልጣፍን ብምብታንን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 29, 2018 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑት ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ናይ ፕሬዚደንት ፀሓፍቲ፡ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ቢሮ መስኮት መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ብምዕዳግ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 29, 2018 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 29, 2018 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መጋረጃን ምንፃፍን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 09:15 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኤሌትሮኒክስ መሳረሒ ዉሱን ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንተወዳደሪ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቐሪ ዝኾነ ቀፅሪ ግቢ ዝርከብ ባህር ዛፋ አሪቱ ክሸይጭ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2018 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2018 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/

Plan International Ethiopia, Tigray Program Area Invitation for Full Contract Work Bid Document for Construction of Multiple Use Water Supply Project (MUS) at Adihabi/Krecher Village, Ayba Kebele, Emba Alaje Woreda, Southern Zone, Tigray Region, Ethiopia

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 06th, October 2025 12:00 pm ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 28th, October 2025 12:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 28th of October 2025 2:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/ Electro-Mechanical Products and Services/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓለፈነቱ የተወሰነ የግል ማህበር ማሽነሪዎችና ተሽከርካሪዎች ለተለያዩ ፕሮጀክቶች አወዳድሮ ለመካራየት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ መስከረም 26, 2018 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ማክሰኞ ጥቅምት 25, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ ጥቅምት 25, 2018 04:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/