የሰሜን ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንመኪና ቶዮታ ፓራዶ ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ኦርጅናል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ጎማታትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN) ሰርትፊኬት፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘለዎምን ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣቢሎም ምቕራብ ዘኽእሉን ክኾኑ ኣለዎም።
* እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 03/07/2018 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብዕለት 04/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ይኽፈት።
* ሰዓራይ ዝኾነ መቕረባይ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ኣብ እዋኑ ከረክብ ዝደሊ ኮይኑ፣ ኣብ እዋኑ ዘየረከበ ኣቕራቢ ናይ 10% መቕፃዕቲ ይግበረሉ።

ምልክታ ፕሮፎርማ

1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ምልክታ ፕሮፎርማ ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።

ተ.ቀዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላዋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1ድሕርት ኣክስል ሻፍት ቤርንግ R /ኦርጅናል42410-6006001pis
2ድሕርት ኣክስል ሻፍት ቤርንግ LH /ኦርጅናል42440-60002001pis
3ታይሮይድ ኢንድ Rዛ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል45046-3950501ብቁፅሪ
4ታይሮይድ ኢንድ ዚ ናይ ፓራዶ/ኦር45046-3950501ብቁፅሪ
5ቅድሚት ሸክ ኣብዘርቨር ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል48510-6028101ብቁፅሪ
6ድሕሪት ሸክ ኣብዘርቨር ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል48530-6948501ብቁፅሪ
7ኣየር ከሊነር ሆዝ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል17881-7522001ብቁፅሪ
8ሳሊሻትዮ ሆዝ ሰፊሕ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል77213-3539001ብቁፅሪ
9ኮፎኖ ኣምዝራተር ዚዛ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል53450-6905501ብቁፅሪ
10ኮፎኖ ኣምዝራተርRዘ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል53440-6906501ብቁፅሪ
11ባትሪ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል70ኣምፔር01ብቁፅሪ
12ኮምፎርት VIP ናይ ፓራዶ/ኦርጅናልኮምፒሊት01SET
13ቡሸንግ ሮድ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል48714-3501002ብቁፅሪ
14ጎማ ናይ ፓራዶ/ ኦርጅናል265/65R1705PIS
15ዳሽ ቦርድ ቅብኣት ሓፈሰ ናይፓራዶ/ኦርጅናልሓፊሰ02PIS

1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ

ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/07/2018ዓ/ም ክሰብ ዕለት 03/07/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 04/07/2018ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዪ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር። 

8.ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ ፡ 

9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ

ክንዲ ቤት ፅሕፈት/ፋይናንስን

ሽም --- ፊርማ

ዕለት---

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ዕለት-