ማእከል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ 2019 ዓም በጀት ዓመት ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግብር ኣብ ዉሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ እሱራትን ቆፀሮን ንሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክምግብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 8, 2019 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 8, 2019 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/

ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ንበጀት 2019 ዓም ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ዝምግብ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 7, 2019 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 7, 2019 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ብመሰረት ደንቢ ቑፅሪ 36/2018 ዓ.ም. ነዚ ደንቢ መፈፀሚ መምርሒ ቑፅሪ 25/2018 ዓ.ም. ንሓርበኛታት፣ ጉዳኣት ኲናት ሕክምና፣ ነቲ ተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ንምልሳስን ህይወትን ዳግመ ህንፀት ትግራይን ምካያድ ዘድልይ ሃፍቲ ንምትእኻብ፣ ኣብ ትሕቲ ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ 14፣ ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን 2፣ ብድምፅ 16 ንድርጅት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንመሸጣ ዝቐረቡ ኣባይቲ ምስ ሙሉእ ሒዝቶኦም መሬቶም ንምግዛእ ድልየት ዘለዎም ውልቀ ሰባት፣ ውልቀ ነጋዶ፣ ግዚያዊ ሽርክና ማሕበር፣ ህጋውያን ማሕበራት፣ ናይ መንግስቲ ትከላት ልምዓትን ትከላት ንግድን ንኽወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 23, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 29, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 30, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

አብ በጀት ዓመት 2019 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 23, 2018 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 25, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

Aksum University wants Procurement of Building Construction (LOT- 5ABC Smart classroom video conference system)

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 26th, August 2026 4:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 15th, September 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Axum
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 15th of September 2026 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ICT Equipment’s / Network Installation & Troubleshooting/

Aksum University wants Procurement of Building Construction (NETWORK INFRASTRUCTURE MAINTENANCE AND EXPANSION (LOT-02))

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 26th, August 2026 4:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 15th, September 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Axum
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 15th of September 2026 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ICT Equipment’s / Network Installation & Troubleshooting/

Aksum University wants Procurement LOT-4AB Campus access Security and IP Surveillance

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 26th, August 2026 4:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 15th, September 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Axum
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 15th of September 2026 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ICT Equipment’s / Network Installation & Troubleshooting/

Aksum University wants Procurement of Building Construction (VDI INFRASTRUCTURE LOT- 01)

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 26th, August 2026 4:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 15th, September 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Axum
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 15th of September 2026 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

አብ በጀት ዓመት 19 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 22, 2018 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 22, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/

ትካልና ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማን ዝተፈላለየ ዓይነት ዘለዎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 27, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 27, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/