ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብዋናነት ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ኣብ ጣብያ አዘባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቂኣኖ ዝስራሕ ሐደ ብሎክ መመህሪ ክፍሊ ህንፃን ንምስራሕ ኣብ ክልልና ዝርከቡ ሓርበኛታት ብደረጃ 8 ደቀቅቲ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 6, 2018 (27 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 20, 2018 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጋንታ አፈሹም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 20, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ዝረከቡ ናይ ሕጊ እሱራት ወይ ድማ ተጠርጠርቲ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ካብ ፊኖ ዝተሰርሐ ዳቦ 100 ግራም ምካኑን ብናይ ባዐሉ ሚዛን ኣብ ፖሊስ ጣብያ እናመዘነ ወይድማ እናረጋገፀ ከቅርብ ዝክእል ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ንደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 6, 2018 (27 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 24, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 24, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (Stationary Materials) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ(Electronics) ፥Textile materials (Student Uniform) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 4, 2018 (29 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 7, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 8, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

CARE Ethiopia invites a contractors of category GC/BC/ Grade 5 and above to provide full construction services, including material and labor, for the repair and restoration of the Diagnostic Block at Dowhan Primary Hospital in Irob.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 10th, July 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 21st, July 2026 2:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

CARE Ethiopia invites a contractors of category GC/BC/ Grade 5 and above to provide full construction services, including material and labor, for the repair and restoration of the Diagnostic Block at Dowhan Primary Hospital in Irob.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 10th, July 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 21st, July 2026 2:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

The Ethiopian Evangelical Church Mekane Yesus Development and Social Services Commission North Area Work (EECMY-DASSC-NAW) hereby issues an Invitation to Bid for the supply of wheat flour, including transportation service, loading and unloading, for the EECMY-DASSC-NAW-BO Adwa Mekane Yesus. Child Development Project ET - 0580 in Adwa Town, Tigray Regional State.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 10th, July 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Friday 17th, July 2026 4:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 17th of July 2026 4:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Food Items Supply/ Transport Services/

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 2019 ዓ.ም ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሎ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑት ፥ ዝተፈላለዩ ዘገልገሎ ናይ እስተሽነሪ ኣቁሑት ፥ ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑት ፥ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ መኪና ስፔር ዘገልገሎ ንብረታት ንምሻጥ ሰነድ ከምዘዳለና ዝፍለጥ እዩ ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 3, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 11, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ው/ማ ጨንፈር መቐለ ኣብ ግራውንድ 52.62 ካሬ ሜትር ዝኾነ ሓደ ገዛ ንንግዲ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 3, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 9, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 9, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

Mums for Mums Invitation to qualified bidders for Supplying of Medicine supply

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 09th, July 2026 4:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 13th, July 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 13th of July 2026 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Pharmaceutical Products/Medicines/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንአገልግሎት እቲ ትካል ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 3, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 23, 2018 3:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 23, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/