Mekelle Chamber of Commerce and Sectorial Associations (MCCSA) want to purchase Electrical Bike, printing materials, Electronics and Stationary materials and Field bags on tender bass.

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 23rd, September 2026 10:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Saturday 26th, September 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Saturday 26th of September 2026 10:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Electronic Equipment & Accessories/ Stationery Supplies/ Printing & Publishing Equipment/Materials/ Motorcycles Purchase/

ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Eat Bar / ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2019 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2019 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 15, 2019 4:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ንኣጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብምልዛፍ) ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ ፡ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2019 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2019 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዩናይትድ ስቲል ሜታል ኢንዳስትሪ፣ Pre-Engineered Building (PEB) Erection ማለት ናይ ብረት ተጋጣጣሚ ህንፃ ተኸላ ስራሕቲ ብጨረታ ንምስራሕ፣ ብቑዓትን ተመኩሮ ዘለዎምን ተወዳደርቲ ኮንትራክተራት/ኩባንያታት ብጨረታ ተወዳዲሮም ንኸሰርሑ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2019 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 18, 2019 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 18, 2019 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና አገልግሉት ዝውዕል ናይ መለዋወጢ አቑሑት መካይንን መካይንን ንምግዛእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2019 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 22, 2019 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእኸል ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም. ንእተፈላለዩ አገልግሉት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ናይ ፅሬት አቑሑት፣ አናእሽተይ መሳርሒ፣ ናይ መሸነ ፅገና፣ ናይ አቑሑት ገዛ ፅገና፣ ከምኡ እውን መለዋወጢ አቑሑት መኪናን አቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ብደረጃ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 26, 2019 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 26, 2019 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ትማእከል ንዝርከቡ ናይ ህግፅ ሃነፅቲ ንበጀት ዓመት 2019 ዓ.ም. ግልጋሎት ቀረብ ምግብ ብበዓሎም ኣብ ሲሎም ክምግቡ ዝኽእሉ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ወዳዲሩ ክህብ ስለዝደለየ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 25, 2019 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 25, 2019 4:35 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/

ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓ/ም ናውቲ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2019 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2019 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ት/ቲ አድቬንቲስት ንተምሃሮ ሰርቪስ ካብ 70 ካሬ ዘመላልሳ ተሽከርከርቲ አጫሪቱ ክጥቀም ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 13, 2019 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 13, 2019 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

CST Ethiopia invites sealed bids from eligible and qualified suppliers for the supply and delivery of lockable filing cabinets, stationery items, and office equipment to be delivered to their Mekelle office in the Tigray Region.

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 21st, September 2026 9:08 am (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 05th, October 2026 5:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 06th of October 2026 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Office Furniture/ Stationery Supplies/