⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተወዳደርቲ ናይ 2019 በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ መለለዪ ቁፅሪ ግብሪ (TIN) ዘለዎምን ሰነዶም ብዝተዓሸገ ፖስታ፣ ሽም፣ ክታምን ማህተምን ገይሮም ዘቕርቡ ክሆኑ ኣለዎም።
* ሰነድ ጨረታ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት (መቐለ ቀበሌ 16 ህንፃ ዛፉ ሓድጉ 3ይ ፎቅ) ብኣካል ብምምፃእ ብነፃ ምውሳድ ይካኣል።
* ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/02/2019 ዓ/ም ሰዓት 2:00 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/02/2019 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ኣታዊ ዝግበር ኮይኑ፣ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ይኸፈት።
* ዝተዓወተ ተጫራቲ ኣሽናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልትታት ስራሕቲ ሕትመትን ንብረትን ኣረኪቡ ከብቅዕ ኣለዎ።
ምልክታ ፕሮፎርማ ቁ-10
ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ማሕበር ኣብ በጀት ዓመት ስራሕ 2019 ዓ/ም ናይ ኣባላት ደፍተርን መሳርሒ ፅሕፈትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት :-
✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2019 በጀት ዓመት ፍቓድ ዘሐደሱን ሓደ ገፅ ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን።
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም ፣ ክታምን ማህተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 17 2/2019 /ም ሰዓት 2:00 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/2/2019 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣታዊ ምግባር ይክእሉ ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዕለት 20/2/2019 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ታዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት ::
✓ ኣድራሻ ኣብ ቀበሌ 16 ጎኒ FM መቐለ 104.4 ህንፃ ዛፉ ሓድጉ 3ይ ደብሪ ንርከብ።
✓ ጨረታ ዘሸነፈ ኣሽናፊነቱ ካብ ዝተገለፀለ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 /ዓሰርተ/ ናይ ስራሕ መዓልትታት ስራሕቲ ሕትመት ወዲኡ ከርክብ ኣለዎ፡፡
✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዙይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምዕራይ ውድቂ ይግበር
✓ ተጫረቲ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት 3ይ ፎቅ ብኣካል ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብናፃ ክወስዱ ይኽእሉ ✓ ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ 0914765540 ወይ 0934106110 ይደውሉ፡፡ ናይ ሕትመት ናውቲ ዝርዝርን መምልኢ ዋጋን ፦
ናይ ሕትመት ናውቲ ዝርዝርን መምልኢ ዋጋን ፦
| ረ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ኣባላት ደፍተር | ብሳምፕስ መሰረት | ቁፅሪ | 12,000 |
ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ዝርዝርን መምልኢ ዋጋን ፦
| ረ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቦክስ ፋይስ | ቁፅሪ | ብሳምፕስ መሰረት | 1500 | |||
| 2 | እሁ ስቲክ | ቁፅሪ | ብሳምፕስ መሰረት | 300 | |||
| 3 | ሰማያዊ እስክርቢቶ | ባኮ | ብሳምፕስ መሰረት ለተወሰነ | 20 |