የትግራይ ክልል ሴቶች ማህበር
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 284 ጋሎን (በዓል 4 ሊትሮ) ፕራይም ቀለም ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ዘብፅሑ ኣቕረብቲ ክወዳደሩ ይዕድም።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ VAT ተመዝገብትን ናይ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ዘትሕዙን ክኾኑ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 05/13/2018 ዓ/ም ክሳብ 08/01/2019 ዓ/ም ምውሳድ ይከኣል።
* ጨረታ ብ08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፤ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 በሚርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይክፈት።

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፕራይም ቀለም ክትዕድግ ስለዝደለየ:: ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 05/13/2018 ዓ/ም –08/01/2019 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 08/01/2019 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

7 VA ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::


ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ፕራይም ቀለም

ጋሎን

284

በዓል 4ሊትሮ

N. ብተወሳኪ ናብ በቢ ዓዱ ብናይ ባዕሎም ትራንሰፖረት ንምብፃሕ ዝክእል::