የትግራይ ፕላን ኮሚሽን

ንዝምልከቶ ኩሉ

ዋኒኑ፡- ብዛዕባ ዘገልገለ ንብረት ንጨረታ ምቅራብ ይምልከት ፣

ኣብ ላዕሊ ከምዝተገለፀ ኣብ 2019 ዓ.ም ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ።

1. ዝተፈላለዩ ዘገልገሎ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑት

2. ዝተፈላለዩ ዘገልገሎ ናይ እስተሽነሪ ኣቁሑት

3. ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑት

4. ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ መኪና ስፔር ዘገልገሎ ንብረታት ንምሻጥ ሰነድ ከምዘዳለና ዝፍለጥ እዩ ::

እዙይ መሰረት ብምግባር መምርሒ ብዝፈቐዶ ናብ ጨረታ ኣውፂእናዮ ስለዘለና በቲ ዘዳለናዮ ሰነድ መሰረት ብምግባር ኣብቲ ዝርዝር ክሳብ ሓምለ 10/11/2016 ዓ.ም ናይ ሓደ ዋጋ መሊእኹም ንክትልእኹልና ምስዙይ 03 ገፅ ኣተሓሒዝና እናላኣኽና ኣብቲ ዝተጠቐስ ዕለት መሊእኹም ንክተቅርቡ ነፍልጥ ።

እዚ ናይ ጨረታ ሰነድ ንምውሳድ ብር 50 ከፊልኩም ከምትወስዱ ንሕብር