⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ናይ ጨረታ ሰነድ መግዚኢ ዘይምልስ 1,000 ብር ኮይኑ፣ ናይ ጨረታ መክበሪ 10,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ (CPO) ክትሕዝ ኣለዎ።
* ተዓዋቲ ዝሰዓሮ ንብረት ክፍሊት ፈፂሙ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ከልዕል ዝግበኦ ኮይኑ፣ እንተዘይኣልዒሉ ዘትሓዞ መክበሪ ጨረታን ንብረትን ይውረስ።
* እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ (ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ 0914877246 / 0933534647)።
ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዝ ካብ ዕለት 17/9/2018 ዓም ክሳብ 26/9/2018 ዓም ንጉሆ እንትከዉን 26/9/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት አበርገለ የጭላ ጨረታ ዝክፈተሉ ግዜ ይከዉን
1 ኣበዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ሰባት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምልስ 1000 ብር ብምክፋል ከምእዉን ንመከበሪ ጨረታ 10000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ
2 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
3 አብዚ ዝሰፈረ ምስቲ አዋጅን መምርሒን ዝጎነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ አየገልግልን
4 ብቤት ዕዩ ዝወገድ ንብረት ግምታዊ ዋግኡ ካብ 500ሚእቲ ሽሕ ንላዕሊ እንትከዉን መከበሪ ጨረታ 10000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወድ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ
5 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ቤት ዕዩ ኣብ ሰነድ ጨረታ ኣብ ዘቀመጦ ግዜ ዉሽጢ ገንዘብ ኣተዊ ከገብር እንተዘይኪኢሉ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ይግበር
6 ተጫረቲ ንዝሰዓሮ ንበረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ እንተዘይኣልዒሉ ናብቲ ቤት ፅሕፈት አታዊ ይከዉን
7 ተጫረቲ ንዝሰዓሮ ንብረት ገንዘብ ኣታዊ ካብ ዝገበረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታታሊ መዓልቲ ከልዕል ብፅሑፍ ተሓቢርሉ ንዝሰዓሮ ንበረት ከልዕል እንተዘይኪኢሉ ኣብ ሰለሰተ ተከታታሊ መዓልቲ ንህዝቢ አብ ዝሪኡ አዳባባይ ምልክታ ብምልጣፍ በዓል ዋና ክቀርብ እንተዘይኪኢሉ ሙሉእ ብመሉእ ይዉረስ
8 ንዝበለፀ ሐበሬት ብቁጽሪ ስልኪ 0914877246 0933534647
ይደሊ