የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት
⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ብፕሮፎርማ 156 ሊትሮ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይቲ ሞተር (Engine oil 15W40, TIR7400) ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ (TIN) ማስረጀን ናይ ትካል ማሕተምን ፊርማን ዘለዎ ሰነድ ከቕርቡ ይግባእ።
* እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 11/09/2018 ዓ.ም ክሳብ 13/09/2018 ዓ.ም እዩ።
* ንዝበለፀ ሓበሬታ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብስልኪ ቁፅሪ 0344407335 ምድዋል ይካኣል።

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 51/2018

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ንተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዘይቲ ሞተር ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ. ቁ 23212 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 12/08/2018 ዓ.ም ብ አውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Engine oil 15W40,TIR7400Litter156በቢ 4 ሊትሮ

NB.

➢ እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

➢ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 11/09/2018 ዓ.ም ክሳብ 13/09/2018 ዓ/ም

➢እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቅርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል