ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 40/2018 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈት ናይ ኤሌክትሪክ አቁሑት ንመበራህቲ ግልጋሎት ዝውዕል ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ. ቁ 45881/5ብዕለት 28/07/2018 ዓ.ም ብ ወ/ደ/ከ/ስ/ዓ/ህ/ምም/ር/ሓ/ስብተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ
-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል:
- ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Hybrid Solar Rechargable Hund Lamp 220V -240V Ac 50HZ 5W 1200AH -4000 MAH | ቁፅሪ | 25 | |||
| 2 | Icandesent lamp tungesten filament tungsten filament type 60W,230V E 27 base with its lamps heldes | ቁፅሪ | 05 | |||
| 3 | Fluorecent tube lamp T8 type 36W, 1200mm length Complete 220-240V AC, 50Hz | ቁፅሪ | 05 | |||
| 4 | Bawza Rate Voltage 220-240V,50Hz 200w IP66 | ቁፅሪ | 05 | |||
| ጠ/ድምር |
ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብረ
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 12/08/2018 ዓ.ም ክሳብ 14/08/2018ዓ/ም
➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣድራሻ
ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ
ንዝበለፀ ሓበሬታ
ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335 ምድዋል ይከአል