መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ

ቑፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/1545/18 

ዕለት 08/08/2018 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 09 /2018 ዓ/ም

ኮሌጅና መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ህንፃ መሳርሕን ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ተጫረቲ መጺእኹም ምውድዳር ትኸእሉ ኢኹም።

መምርሒ ተወዳደርቲ /ተጫረቲ

1/ ን 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም።

2/ ናይ ግብሪ ከፈላይነት መፍለዪ ቁፅሪ /TIN N / ዘለኩም፡፡

3/ ን 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም፡፡

4/ 3% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል ።

5/ ዝቐርቡ ናይ ፕሮፎርማ መወዳደሪ ሰነዳት ብደምቢ ዝንበቡን ስርዝ ድልዝ ዘይብሎምን ክኾኑ ኣለዎም።

6/ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ መወዳደሪ ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ኮሌጅና ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዳይሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ምም/ን ቢሮ ቑፅሪ 08 ካብ ዕለት 08/08/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/08/2018 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ምውሳድ ትኽእሉ።

7/ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/08/2018 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዳይሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 08 ይኽፈት። ተጫረቲ ጨረታ ኣብ ዝኸፈተሉ ዕለትን ስዓትን ናይ ምርካብ መሰልኩም ዝተሓለወ ኮይኑ ተረቲ ብዘይምርካብኩም ግን እቲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን።

8/ ስዓራይ ምስተፈልጠ ስዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት መዓልታት ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጉዓዝያ ናብ ኮሌጅና ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።

9/ ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10/ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 7 ናይ ስራሕ መዓልታት እዩ።

11/ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተቐመጠ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምፅሓፍ ኣይፍቀድን።

12/ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-45-92_ ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ።

ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት ዋጋ መወዳደሪ ሰነድ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመግለፂ/Spesificationመለክዒ /Unitበዝሒ/quantityነፀላ ዋጋመብርሂ
ብሮ
1ጆሶኩንታል01
2ምስር ኮላኪሎ02
3ፕላስቲክ ኮርኒስ ደረጃ Bብሳምፕልብካፊ38
4ሲሊንደር /ጡት/ ቁልፊ1 ደረጃብቁፅሪ05
5ዓብዪ ጓንጉቸር /ተንጠልጣሊ/ ቁልፊ60 ሚሜብቁዕሪ25
6ኩርችት/ ናይ ጫማ ሚስማርፓኬት02
7ናይ Sink siphonብሳምፕልብቁዕሪ02

ነዚ ዋጋ ዝመልአ ነጋዳይ

ሽም

ፊርማ

ስ ቁ

ዕለት

ዕደጋ ፈፃሚ ቤት ዕዮ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ

ስ.ቁ 0344404592

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ዋጋ መወዳደሪ ሰነድ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመግለፂ/Spesificationመለክዒ /Unitበዝሒ/quantityነፀላ ዋጋመብርሂ
ብሮ
1A4 ወረቐት80 ግራምብደስ100
2ልፋ ሃርድ ከቨርስታንዳርድብደስጣ03
3A4 ትራንስፋረንሲ ወረቐትስታንዳርድብደስጣ02
4ባይንዲንግ ማሽን ( GBC comb bind)C150PROብቁፅሪ01
5Permanent markerብሳምፕልዕሹግ03
6Masking tap ( ስኮች)ኦርጂናልብቁፅሪ10

ነዚ ዋጋ ዝመልአ ነጋዳይ

ሽም

ፊርማ

ስ ቁ

ዕለት

ዕደጋ ፈፃሚ ቤት ዕዮ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቸለ

ስ.ቁ 0344404592