⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት (ፍልትሮ ዘይቲን ፍልትሮ ናፍጣን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
* ናይ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 26/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ዓዲ ሓቂ ህንፃ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ክቕረብ ኣለዎ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርተፊኬትን ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒን ከቕርቡ ይግባእ።
* ተዓዋቲ ትካል ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ መኽዘኑ ምህላዉ ኣረጋጊፁ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።

ዕለት 21/07/2018
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 11
ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/07/2018 ክሳብ ዕለት 26/07/2018 ዓ/ም 5፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /TIN/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | ኦርጅናል | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፍትር ዘይቲ | 90915-3002 | ብቁፅሪ | 02 | |||
| 2 | ፍልትሮ ናፍጣ | 23390-51020 | ብቁፅሪ | 02 |
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5
ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875