ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ መድሓኒት ናይ እንስሳብ ፕሪፈፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት

➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

➢ ናይ ግብሪ መኽፈሊመለለዪ ቁፅሪ (TIN) መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

➢ ሕጋዊ ናይ ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል

➢ እቲ ዘቅርቦ ንብረት እንተነኣሰ ናይ ሓደ ዓመት መጥቀሚ ግዘ ዘለዎ

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/07/2018 ድ/ሰዓት 8:00 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቓላሚኖ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉይኽፈት

➢ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝመሰሉ ዝተሓለወ እዩ

➢ ጨረታ ሳዓራይምኻኑምስተነገሮ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከቕርብዝኽእለ

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕል የገልግል

ተቁዓይነት ኣቅሓመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1PenstripPcs6Holand
2Yz ox 20%Pcs5
3DiciofenalAmpul50
4Ringers lactotPcs41000 cc
5Normal salinePCs31000 cc
6Dextrose (glucose)Pcs3500
7Dextrose 40%Pcs320 ml
8Surgical BladePkt1Medium
9SyringePcs1020ml
10SyringePcs1010ml

Tell +251 348 99 04 23