የትግራይ ዘር ድርጅት

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 04/2018

ፕሮፎርማ ምልክታ

ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

በዚ መሰረት ፦


ተ.ቑዓይነት ኣቕሓዝርዝር ስፔስፍኬሽንመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ኢነር ቤሪንግMODEL HZJ - 76ቑፅሪ04
2ኣውተር ቤንግMODEL HZJ-76ቑፅሪ04
3ሎክ ዎሸርMODEL HZJ-76ቑፅሪ02
4ክሎው ዎሸርMODEL HZJ - 76ቑፅሪ02
5ፎርቶ መጋላMODEL HZJ-76ቑፅሪ01
6ፓድ ኪትMODEL HZJ-76ቑፅሪ01
7ሹ ኪትMODEL HAJ - 76ቑፅሪ01

ስለዚ ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ኣብ ናይ መንግስቲ ትካላት ዕደጋ ምልክታ ንክትሳተፉ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዋጋ መቕረቢኹም(ፕሮፎርማ) ክሳብ ዕለት 25/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ጊዜ ውሽጢ ናብ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ናይ ዕደጋ ዲፓርትመንት ቢሮ ቑፅሪ 03 ክተቕርቡ ብኽብሪ እንትንዕድም -

➢ ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ 1 ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቲፍኬትን ፤

➢ ንቫት ተመዝገብቲ ቫት ሰርትፌኬት ናይ ወርሒ ጥሪ/2018 ዓ/ም ዲክለር ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ ግድን ይኸውን፤

➢ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ሰዓራይን ትካልናን ከምውዕል ይሕሰብ፤

➢ ኣብ ዝቐርብ ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፊርማን ዘይብሉን ተቐባልነት ኣይህልዎን፤

➢ ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ስራሕቲ ኣጠቃሊሉ ኣብ ውሽጢ 07 መዓልቲ ፀጊኑ ከረክብ ዝኸእል፤

➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀነሐሉ ጊዜ 07 ተኸታተልቲ መዓልቲ ይኸውን

➢ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ አቲ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፤

➢ እቲ ፕሮፎርማ 25/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፤

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ 06 ድሕሪ ዶምፖስኮ ቤት ትምህርቲ ፊት ንፊት እንስሳት ሕክምና

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ +251 914 72 37 52 / +251 948 48 66 25 ምሕታት ይከኣል፤