ምልክታ ፕሮፎርማ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕብረተሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ፣ ጥዕናን ልምዓትን ካልኦት ማሕበራዊ ፀገማትን ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርክት ዝርከብ ገባሪ ሰናይ ትካል እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ክልልና ምስ ት/ቲ ቢሮ ብሓባር ብምኻን ፍርያት ሃገር ብዝኾነ ምግቢ ኣብ መዓልቲ ሓደ ግዜ ተምሃራይ ክምገብ እናገበረ ዝርከብ ትካል እዩ። ብተመሳሰለ ንዝተፈላለዩ ዕጉማት መራሕቲ ስድራ ናይ ምግቢ እታትን መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን ከምኡ እዉን ካልኦት ናይ ሕርሻ እታወታትን እናባፅሐ ዝፀንሐን ዘሎን ትካል እዩ። በዚ መሰረት ድማ ትካልና ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ
➢ ናይ furniture ናይ ፅሕፈት ኣቁሑ ን ናይ ስለዝደለየ መሳርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ
➢ በቲ ዘርፊ ሕጋዉያን መቐረብቲ ኾንኩም ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 19 /03/2026 ኣ/ፈ. ስዓት 8 30 ድሕሪ ስዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ጥራሕ ካብ ማሕበር ክሳብ ዕለት 23 /03/ 2026 ደናግል ደቂ ፍቕሪ ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ጥቓ ዓይኒ ሕክምና ክትወስዱ ትኽእሉ።
መብርሂ ኣብ ጨረታ ክሳተፍ ዝኸእል ሓዱሽ ቅብሊት ካብ ብርሃንና ሰላም ማተምያ ዘሐተመ ወይ ካሽ ረጅስተር መሽን ጥራሕ ዘለዎ ክኸዉን ኣለዎ
Mekelle, Tigray, Ethiopia P.O. Box 69 Tel 0344 41-84-42 | Email dccoordinator@ethionet.et