⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ወርሒ ለካቲት 2018 ዓ/ም ዝኸውን ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትን ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ (TIN) መረዳእታን ከቕርቡ ይግበኦም።
* ናይ ፕሮፎርማ ዶክመንት ብፖስታ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 25/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 27/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 09:30 ኣብ Block B ክፍሊ ዕደጋ ምእታው ይክእል።
* ጨረታ ብዕለት 27/06/2018 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 10:00 ይኸፈት።
* ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ትእዛዝ ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሓፂር መዓልታት ንብረቱ ከቕርብ ኣለዎ።

ምልኽታ ፕሮፎርማ/ብምዛር
ናይ ወርሒ ለካቲት 2018 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም::
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ኣቃፊ ባዓል ብረት | ብቁፅሪ | 200 | |||
| 2 | ናይ ኮምፒተር ቀለም | 151A | ብቁፅሪ | 20 | ||
| 3 | ናይ ኮምፒተር ቀለም | 85A | ብቁፅሪ | 10 | ||
| 4 | ናይ ኮምፒተር ቀለም | Tk-3160 | ብቁፅሪ | 3 | ||
| 4 | ናይ ኮምፒተር ቀለም | 80A | ብቁፅሪ | 8 | ||
| 5 | ሰማያዊ እስክርቢቶ ቡና | 50 ዝሕዝ | ባኬት | 15 | ||
| 6 | ፀሊም ቡና እስክርቢቶ | 50 ዝሕዝ | ባኬት | 5 | ||
| 7 | ሻራ ፕላስተር | ዓብይ | ብቁፅሪ | 5 | ||
| 8 | ፍለሽ | 64 GB | ብቁፅሪ | 5 | ||
| 9 | ካርቦን | ኦርጅናል | ብደስጣ | 10 | ||
እንክተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 25/6/2018 ዓ/ም - ዕለት 27/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 09:30 ተዓዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 27/06/2018 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ Block B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ