⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ዘድልዩ መረዳእታታትን መስፈርትን፦ ተወዳደርቲ ናይ 2018 በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ከቕርቡ ዝኽእሉን ዘቕርብዎ ዋጋ ቫት (VAT) ዝሓወሰ ምዃኑ ብግልፂ ክቕምጡ ኣለዎም።
* ዕለትን ሰዓትን ጨረታ፦ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ጀሚሩ ክሳብ 21/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓሺጉ ኣታዊ ዝገበር ኮይኑ፤ ኣብቲ ዕለት (21/06/2018 ዓ/ም) ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።
* ምቕራብ ንብረትን ውዕልን፦ ተዓዋቲ ዝኾነ ኣካል ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልታት ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቕርብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።
* ቦታን መመልከቲ ኣድራሻን፦ ሰነድ ጨረታ ካብ ቀበሌ 16 ፊት ለፊት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ህንፃ ዛፉ ሓድጉ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 01 ብናፃ ዝውሰድ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914766805 ወይ 0934106110 ምድዋል ይክኣል።
ምልክታ ፕሮፎርማ
ምልክታ ፕሮፎርማ
ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ን2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል Office Chairs (imported) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ /ነጋዶ/ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት :-
✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2018 በጀት ዓመት ፍቓድ ዘሐደሱን መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን፡፡
✓ ናይ ዘርፉ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2018 በጀት ዓመት ዝተሓደሰን መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን፡፡
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /Tin number/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእተዉዎ ፕሮፎርማ ሽም ፣ ክታምን ማህተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ።
✓ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 18/06/2018 /ም ሰዓት 5:00 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21/06/2018 ዓ/ም ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣታዊ ምግባር ይክእሉ ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዕለት 21/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ታዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
✓ ኣድራሻ ኣብ ቀበሌ 16 ፊት ለፊት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ህንፃ ዛፉ ሓድጉ 3ይ ደብሪ ንርከብ።
✓ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ብግልፂ ክቅመጥ ኣለዎ፤ብግልፂ እንተዘይኣቐሚጦም ግን ቫት ከም ዝሓወሰ ተገይሩ ይውሰድ፡፡
✓ ጨረታ ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ /ሓሙሽተ/ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘሸነፎ ንብረት ፅሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ
ዝክእል፡፡
✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዙይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር
✓ ተጫረቲ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት 3ይ ደብሪ ቁፅሪ 01 ብኣካል ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብናፃ ክወስዱ ይኽእሉ
✓ ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Office Chair (imported) | Sample | ብቑፅሪ | 10 |