⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓ/ዝ/ወ/ማሕበር ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬት፣ TIN ቑፅርን ናይ ቫት ሰርትፊኬትን ከቕርቡ ይደልይ።
* ናይ ጨረታ መኽበሪ 3,000.00 ብር ብ C.P.O ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝኽእል።
* ጨረታ ካብ ዕለት 12/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 25/06/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሽጉ ሰዓት 9:00 ይኸፈት።
* ሰነድ ጨረታ ማረት ሓዱሽ ህንፃ 5ይ ደብሪ ካብ ዝርከብ ቢሮ ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ኣሸናፊ ዝኾነ ትካል ውዕሊ ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ 10+ መዓልቲ ንብረት የረክብ።

ግልፂ ጨረታ
ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ማረት ሓዱሽ ህንፃ 5ይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ።
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ጨረታ መኽበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡
5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 10+ መዓልቲ ብውዕሊ መሰረት የረክቡ፡፡
7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 12/6/2018 ክሳብ 25/06/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 8፡30 ተዓሽጉ ስዓት 9፡00 ይኸፈት ፡፡
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ0948466283 ወይም 0914753135 ምርካብ ይካአል፡፡