ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ንፊኖ ዝከዉን ፅርየቱ ዝሐለወ ደረቅ ጥር ስርናይ : ናይ ፀብሒ መጠዓዓሚን ጥራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 29, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 10, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 10, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ንቤት መዘጋጃ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 29, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራማ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 22, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

አብ ግዚያዉ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ን2016 በጀት ዓመት ዘድልዩ ሐለዋ ማለት እዉን ዋርዲያ ኣብ ዝተፈላለዩ ስቶራት እቲ ቢሮ ዋና ቢሮን ብዉልቀን ብማሕበር ንዝተወደቡ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 29, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 8, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 8, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ንዝተፈላለዩ ሰራሕተኛታተ uniform ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 29, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 12, 2016 3:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ከይዲ ስራሕ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ምልክታ ሊዝ ጨረታ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 16, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 16, 2016 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ሎት ሐደ መሳርሒ ኣቅሐት ፅሕፈት ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት ሎት ሰለስተ መሳርሒ ፅሕፈት ቀዋምን ሃላቅን ንብረት ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ሎት ሓሙሽተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ንናይ ፈርኒቸር ቢሮ ኣቅሑት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ 4000 ቅርሺ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት 2500 ቅርሺ: ናይ ቀዋሚን ሃላቅን ንብረት ፅሕፈት 3000 ቅርሺ :መሳርሒ ኣቀሑት ህንፃ 5000 ቅርሺ :ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚንብረት 18000 ቅርሺ: ንናይ ፈርኒቸር ቢሮ ኣቅሑት 16000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕቀባ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ናይ በጀት ዓምት 2016 ዓም ነቲ ሆስፖታል አገልገሎት ዝዉዕል ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት : ሰራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ አሌክትሪክን ህንፃን ተገጣጠምቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 5, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 5, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፀም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 8, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳ-ፃ-እምባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 8, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ራማ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ዝተበጀተሉ በጀት ኮሌጅና ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስን : ናዉቲ ኤሌክትሪካልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 11, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራማ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 11, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቕረብቲ በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 9, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 9, 2016 3:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/