Ethiopian Catholic Church Social & Development Commission Of Adigrat Branch (ECC-SDCO Ad) Daughters of Charity (DoC), Coordinating Office DAUGHTERS OF CHARITY Core invites for School feeding

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 20th, October 2023 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 25th, October 2023 3:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 25th of October 2023 3:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ Food Items Supply/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 03:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 03:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድልዩእዞም ፅሕፈት መሳረሒታት ብፐሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 12, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 12, 2016 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ላዕላወይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት ውፅኢት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሕትን ቁልፍታትን፣ ናይ ፅርየት ኣቈሕትን ኤለክትሮኒክስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ንዝተፈላለየ መካይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዘገልግል ሙሉእ መድሕን ሽፋን ከእቱ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50/ሓምሳ ብር
  • የጨረታ ምድብ ኢንሹራንስ/

የኢትዮዽያ ስታቲስቲክስ አገልግሎት የመቐለ ቅርንጫፍ ጽ/ቤት ያሉትን ተሸከርካሪዎች ሰርቪስ ለማድረግና ጥገና የሚያስፈልጋቸውን ለማስጠገን ባለ ጋራዦችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ከአሸናፊ ድርጅት ጋር ለሁለት ዓመት ውል ለማሰር ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምት 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምት 22, 2016 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ---
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

በትግራይ ክልል ጊዝያዊ አስተዳደር ውሃና ኢነርጂ ቢሮ ለኮዋሽ ፕሮጀክት አገልግሎት የሚውል ምሥር ሳይክል በግልፅ ጨረታ ማስታወቅያ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ የሚመለከታቸው ህጋውያን አቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምት 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሮብ ጥቅምት 28, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሮብ ጥቅምት 28, 2016 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኮሚን ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሪክቶሪት ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክአስር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ድሚፂ ወይና ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን Computer Graphics core i 9 12900k በዝሒ 2 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/