መቐለ ሆስፒታል ጎሚስታ : ህንፃ ኣቅሑት : በዓል ስፖንጅ ወንበር : ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት APTS Regester /ብፕሮፎርማ አወዳደሩ ከገዝእ /ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 11, 2016 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ህ/መሳርሒ ማይ ብቦቲ ከቅርብ ዝክእልን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 12, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 12, 2016 4:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ጠቅላላ ሕክምና : ግልጋሎት ፍሉይ ሕክምን : ግልጋሎት ላብራቶሪ ወይ እዉን ቤተ ፈተነ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሲቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 20, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ SLMP 3 በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,100.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

The Agricultural Transformation Institute invites sealed bids from eligible and qualified bidders for the Supply and delivery of Vegetable Seeds, Office Furniture, Pesticides, Veterinary Drugs, and Tools

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 8, 2016 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: every lot is diffrent
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፀረ ባልዕን ነፍሳትን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ መበል 49 ዙር መደበኛ ጨረታ ከም ዘዉፀአ ዝፈለጥ ኮይኑ ንመንበሪ 107 ንትካል 18 ብድምር 125 ቦታ ብመደበኛ ጨረታ ሊዝ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ካብ ዕለት 5/7/2016 ዓም ከሳብ 12 /7 / 2016 ዓም ንተጫረቲ ብጨረታ ክህብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 12, 2016 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 13, 2016 2:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ንሐፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት በቢ ዝምልከቶም ዘፈር ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 21, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 21, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ቤት ፅሕፈት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 8,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ምጥንኻር ስርዓት ምግቢ (FSRP ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ዕ/መሳርሒ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብዋጋ መቕረቢ /ፕሮፎርማ/ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 11, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 11, 2016 3:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/