ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት መሰረት ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 24, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 24, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ፅሬት ኣቁሑት 15,000.00 ፣ ፅሕፈት መሳርሒ 25,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 27, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 27, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

አብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ብሶቆጣ ዲክላሬሽን ብዝረከቦ በጅት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣፍሪዴብ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 26, 2016 3:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 26, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ላፕራቶሪ መሳሪሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 27, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 27, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 40,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

አብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣፍሪዴብ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 25, 2016 3:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ስፔር ፓርትን አቁሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 27, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 27, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንመሳሪሒ ፅሕፈት ብር 6000.00: ንስፔር ፓርት 4000: ንኣቑሑት ኮንስትራክሽን 5000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ናይ መኪና እስፔር መለዋወጢ ኣቁሑት መቅረብቲ ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 24, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 24, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካል ኮሌጅ ቴ/ሞ/ት/ስ ሃ/ሰላም ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውልዕሉ ዝትፈላለዩ ዓይነት ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ሰለ ዝድልየ ክትወዳደሩ እትደልዮ ናጋዶ ዝስዕቡ ረቋሒታት ኣማሊእኩም ንክተወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 3, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 3, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል _ ንፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 25, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

PLAN INTERNATIONAL ETHIOPIA, TIGRAY PROGRAM AREA INVITATION TO TENDER FOR SUPPLY OF OUTDOOR GAME MATERIALS AND SCHOOL FURNITURE.

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 30th, November 2023 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 13th, December 2023 2:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 13th of December 2023 2:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ House Furniture/ Other Furniture/