ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት መሰረት ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 24, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 24, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: ፅሬት ኣቁሑት 15,000.00 ፣ ፅሕፈት መሳርሒ 25,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 27, 2016 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 27, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

አብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ብሶቆጣ ዲክላሬሽን ብዝረከቦ በጅት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣፍሪዴብ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 26, 2016 3:15 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 26, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ላፕራቶሪ መሳሪሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 27, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 27, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 40,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

አብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣፍሪዴብ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 25, 2016 3:15 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሕዳር 25, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ስፔር ፓርትን አቁሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 27, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 27, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: ንመሳሪሒ ፅሕፈት ብር 6000.00: ንስፔር ፓርት 4000: ንኣቑሑት ኮንስትራክሽን 5000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካል ኮሌጅ ቴ/ሞ/ት/ስ ሃ/ሰላም ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውልዕሉ ዝትፈላለዩ ዓይነት ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ሰለ ዝድልየ ክትወዳደሩ እትደልዮ ናጋዶ ዝስዕቡ ረቋሒታት ኣማሊእኩም ንክተወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 3, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሃገረ ሰላም
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 3, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል _ ንፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 25, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 25, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

PLAN INTERNATIONAL ETHIOPIA, TIGRAY PROGRAM AREA INVITATION TO TENDER FOR SUPPLY OF OUTDOOR GAME MATERIALS AND SCHOOL FURNITURE.

  • Posted Date: Thursday 30th, November 2023 12:00 pm (over 2 years ago)
  • Closing Date: Wednesday 13th, December 2023 2:00 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Wednesday 13th of December 2023 2:30 pm
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category House Furniture/ Other Furniture/