ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ኣብ 2013ዓ/ ኣብታ ከተማ ኣብ ቀበሌ 01 ዝርከብ መንበሪ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኣብ 2013ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ 3 መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ 4 ኣቅሑት ፅሬት ፣ 5 መኪና ሰርቪስ ንምግባር

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 04:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ላዕላይ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ክዕድግን ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 1, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Location: ፀለምቲ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 1, 2013 04:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ሱሩዕ በጀት ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናዉቲ ሓፂነ መፂን፣ ኣቁሑ ኤሌክትሪክ፣አቁሑት ሳኒተሪ ኢንስታይሌሽን ፣ ናዉቲ ዳህሳስ ፣ ክራይ ሰርቪስ መኪናን፣ ናዉቲ ሞተር ሳይክልን ሳይክልን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 2, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Location: እንዳባ ጉና
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 2, 2013 04:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘስርሖ ዘመናዊ ዕደጋ ማእከል ዝርከብ ስፍሓቱ 3039.40 ካሬ ሜትር ዝኮነ ናይ መኪና መቐመጢ /ፓርኪንግ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ በዚይ መሰረት

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 09:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 10:00 Afternoon
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ኣብ 2013ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ ብናይ መደበኛ በጀት መሰረት ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ 12ተ ሰብ ትሕዝ ክራይ ብፕሮፎርማ ክካረ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 04:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ኩባንያችን መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (MIE) ከዚህ በታች የተጠቀሱትን መኪና እና የኮንስትራክሽን ማሽነሪ በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላቹ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርት የምታማሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2013 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2013 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: 200,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይን ናይ ዳይሬክቶሬት እንዳስትሪያል ኤክስቴንሽን ግልጋሎት እትህብ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 03:32 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ LAPTOP ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ጥቅምቲ 21, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ጥቅምቲ 21, 2013 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ፋይናንስ ወረዳ ጭላ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ ፅሬትን ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (over 5 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 03:30 Morning (closed)
  • Location: የጭላ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 04:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/