ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንዝተፈላላዩ ኣብያተ ዕዮ መንግሰቲ ዝጥቐማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 10, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: ሃገረ ሰላም
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 10, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ኣቑሑት ብር 5,000.00, ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታት ኣቑሑት ብር 15,000.00, ናይ ሓይሊ መብራህቲ መሳርሕታት ኣቑሑትብር 15,000
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ (FSRP) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ /Lot ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ከፀግንን ይደሊ " በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 8, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 8, 2016 4:01 Morning
  • Bid Bond: ንምድብ /Lot 1, 40,000 (ኣርብዓ ሽሕ) ን ምድብ / Lot 2 ን 3 ብር 20.000 (ዕስራ ሽሕ)
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ማሽነሪ/ ካልኦት ፅገና/

ግልጋሎት ደም ካንኪ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 26, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 26, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ካብ በጀት UNDP ብማሕበር ተወዲብኩም መስኖ ንተልምዑ ን ቤት ዕሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2016 ሞተር ማይ ምስ አክሰሰሩ/ መለዋውጢ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 28, 2016 8:00 Morning (closed)
  • Location: ሓዉዜን
  • Bid Opening Date: ሕዳር 28, 2016 8:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ኢንስቲዩት ዝውዕሉ ናይ ቤት ፈተነ ማለት ላባራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ::

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 27, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 27, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 40,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ከተማ ሽራሮ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላልዩ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወቲ አቁሑት ኮምፒተር ላብቶፕን ፕሪንተሪን ጀነሬተርን ሞተር ሳይክልን ሳይክልን ከምእወን ናይ ፎርጎ ማሽንን ቶታል ስቴሽን ስራሕቲ ሕትመትን መስርሒ ፅሕፈት ካልኦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 6, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 6, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ማእከላይ ቤት ፍርዲ መቐለ ምድብ ሓድ ፅሬት እቁሑት ምድብ ኽልት ስራሕቲ ሕትመት ብጨረታክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ዌልዲን ጀነሬተር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 11, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 11, 2016 4:15 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ስዒቦም ዘለው ንብረታት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋውጢ ኪራይ መኪና ናይ ባነር ሕትመት ናይ ቢሮ ናውንቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 2, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 2, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/