ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ንፊኖ ዝከዉን ፅርየቱ ዝሐለወ ደረቅ ጥር ስርናይ : ናይ ፀብሒ መጠዓዓሚን ጥራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 29, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 10, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 10, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ንቤት መዘጋጃ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 29, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 22, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ራማ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 22, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ንዝተፈላለዩ ሰራሕተኛታተ uniform ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 29, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 12, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 12, 2016 3:01 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ከይዲ ስራሕ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ምልክታ ሊዝ ጨረታ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 16, 2016 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 16, 2016 3:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category መሬትን ሊዝን/

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ሎት ሐደ መሳርሒ ኣቅሐት ፅሕፈት ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት ሎት ሰለስተ መሳርሒ ፅሕፈት ቀዋምን ሃላቅን ንብረት ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ሎት ሓሙሽተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ንናይ ፈርኒቸር ቢሮ ኣቅሑት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 18, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 18, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ 4000 ቅርሺ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት 2500 ቅርሺ: ናይ ቀዋሚን ሃላቅን ንብረት ፅሕፈት 3000 ቅርሺ :መሳርሒ ኣቀሑት ህንፃ 5000 ቅርሺ :ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚንብረት 18000 ቅርሺ: ንናይ ፈርኒቸር ቢሮ ኣቅሑት 16000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕቀባ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ናይ በጀት ዓምት 2016 ዓም ነቲ ሆስፖታል አገልገሎት ዝዉዕል ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት : ሰራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ አሌክትሪክን ህንፃን ተገጣጠምቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 5, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 5, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፀም ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 8, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሳ-ፃ-እምባ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 8, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ራማ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ዝተበጀተሉ በጀት ኮሌጅና ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስን : ናዉቲ ኤሌክትሪካልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 11, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ራማ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 11, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/