ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2016ዓ/ም ናይ UIIDP ጡሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል አቅሑት ኤሊትሮኒክስን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 8, 2016 4:20 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 8, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 8, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ስለዋ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 8, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሕትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 8, 2016 5:00 Morning (closed)
  • Location: ስለዋ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 8, 2016 5:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ዝርከባ ዘገልገለ ንብረት ዝውገድ ዝ/ዩ ሓፂን መፂን እና ዝተሰባበረ ናይ በሪ መዓዖ ዝ/ዩ ቁርዕራዕ ተንዲኖ/ብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 12, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 12, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

እስጢፋኖስ ኣጠቃላይ የማሽነሪ ኣገልግሎት ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ትካልና ንብረት ዝኾነ 05/ሓሙሽተ⁄ ሳብመርሲብል ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።እዚ ዝተጠቐሰ ኣቁሑት ኣብ ትካልና ውሽጢ ዝርከብ እንትኾን ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መምርሒ ክኽተሉ ኣለዎም።

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 12, 2016 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 12, 2016 3:00 Morning
  • Bid Bond: 5%
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ተሽከርካሪ ወንበር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 10, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 10, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ መቐለ ከይዲ መንገዲ ፕሮጀክት ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕ ብንኡስ ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 17, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 17, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 5.00
  • Tender Category ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ግዜ ዝወፀ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 27, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 27, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/