ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 8, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 9, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክይትሮኒክስ : ቀወምቲ ንብረት : ተሽከርከርቲ ማለት ድማ : ሳይክላትን : ሞተራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 5, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 5, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት ኣቅሑት :ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ መኪና ኣቅሑትን: ናይ ስልኪ ቆፎን መቀያየረን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 4, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 4, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: -
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ትቦ መገጣጣሚታተን ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 25, 2016 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 28, 2016 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንቐለብ ከፍቲ ዝውዕል ፋጉለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 23, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 24, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት መዘጋጃ ዓድዋ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ስራሕቲ ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ናይ መኪና ጎማታትን ተዛመድቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 2, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 2, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምምሕዳር እቶት ልምዓት ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጊት ወረዳ ኣስገደ ኣብ ናይ 2016 ዓም ካብ ተመዛበልቲ ምምላስን ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ ኣብ ዝተመደበ በጀት ዓመት ኣብ ወረዳና ንዓውዲ ንፀሩ ልምዓት ሕርሻ ልምዓትን ግብኣት ኮይኑ ዘገልግል መጋዝን ወይድም መክዝን ዝዉዕል እታዎት ብጨረታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሃንፅ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 24, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 24, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ደም ባንኪ ዓዲግራት ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ብዝተፋለለየ ዘርፊታት ብግልፂ ጨረታ ካብ መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 2, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 2, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 2, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን: ሞተርሳይክልን ከምእዉን ካብ ባንኪ ዓለም ሐገዝ ማለት UIDP በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ መዐቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 6, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 6, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/