ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንወረዳ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 08:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 08:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑት ናይ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ከማን - ስሲ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

imagine Iday Tigray coordination office, currently has a plan to purchase school supplies of furniture for districts of Seharti and Gherealta, (to primary schools Mehari Tsegay and May Weyzero in Seharti and Adi Amday and Kelkele in Gherealta)

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 30th, October 2023 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 06th, December 2023 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 06th of December 2023 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ House Furniture/ Other Furniture/

Our company Ries Engineering S.c wants to construct two elevated guard houses. So you are invited to participate on this Tender (bid) if all the requirement full filed bellow.

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 30th, October 2023 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 03rd, November 2023 12:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 06th of November 2023 10:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፅሬት ዘለዎ ፉርስካ : ፋጉለ ሰሊጥ : ፍሪስኪሎ: ጨዉን ኖራን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ጥቅምቲ 18, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ጥቅምቲ 18, 2016 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

EOC-DICAC would like to invite a certified and eligible suppliers to supply various items reusable sanitary pad, underwear, dignity kits, WASH facilities (Plastic water jerry can 20 liter, Plastic water bucket with cover 20 liter capacity, Plastic close washing basin 20 liter capacity, All-purpose laundry soap 230 mg), submersible water pumps and centrifugal surface pump with accessories and Afrideve hand pump.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 27th, October 2023 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 30th, November -0001 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 03:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ግዝያዊ ቤት ፅ/ት ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳርን ንትካል መፅናዕትን ምርምርን ሰላም ትግራይ ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 02:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ኣፅቢ ናይ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝውዕላ ሞተር ሳይክላት ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ/ሰብ ሞያ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 11:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/