ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኲሓ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ፅሬት መሳርሕን፣ ሕትመትን፣ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቋሓታት ዝተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000 ፣ ንፅሬትኣቁሑት ፣ንሕትመትን ኤለክትሮኒክስን 3000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፋላለየ መጠን ዘለዎም ትቦታት ክሸጥ ስለዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ ተወዳደርቲ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሐ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኩሐ ንዝርከባ ዝተፈላለዩ ኣበያተ ፅሕፈት ናይ ፅ/መሳርሒ ፡ ፅሬት መሳርሒን ፡ ሕትመት ፡ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢ ዘርፉ ዝተፋላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መሐከሚ ኪኒናን ሳሙናን (Aqua tab & Multi purpose Soap) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓምት ንቤት ፅሕፈትና ንዝትፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ዝርከብ ማእከል ህንፃ ዕደጋ ከፀግን ስለዝደለየ ነዚ ስራሕ ብደረጃ 7 ን ልዕሊኢን ብርኪ ቢሲ ወይ እዉን ጂሲ ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 125,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 800.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኤሊክትሮኒክስን : ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና አወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢ ዘርፉ ዝተፋላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኮለጅ ፖሊ ቴክኒክ መቀለ ኣብቲ ኮሌጅ ንዝርከባ መካይን ፅገና ዝገብር ጋራጅ ብጨረታ አወዳደሩ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ወይ እዉን ከፀግን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ደንቢ ከዳን : መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት አሌክትሮኒክስ : ጀነሪተር : ቀወምቲ ንብረት ማለት እዉን ኣቅሑት ቢሮ ፈርኒቸር : ተሽከርከርቲ ሳይክላትን ደቀቅቲ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ድምፂ ወያነ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ዝተፈላለየ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስን : ኣቅሑት ህንፃን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2016 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/