አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ሱቆጣ ዲክላራሽን ብዝረኸቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል (AFRIDEV HAND US with all accessories. እፍዴቭ ምንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋደ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 15, 2016 3:15 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 15, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላላያ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም ንምምላእ ምሰ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2016 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 6, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሬት አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 5, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 5, 2016 3:10 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለያ ዓይት ኣርማታ ብረት ማለት አዉን ቴንዲኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: 30, 1745 6:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት: ኣቅሑት ኤሌክትርኒክስ : ናይ ኮምፒተር ኮምፒተር ተዛመድትን :ሞባይንልንሞባይ ኣክስሰሪን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ናይ መኪና ጎማን ባትሪን : አቅሑት ሞተር ሳይክል :ናይ ብረት ትቦ መገጣጠምትን ከምእዉን ኤችድፒን: ፒፓርን ትቦ መገጣጠምምቲ ኣቅሑታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 18, 2016 8:30 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: የካቲት 19, 2016 9:00 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 400.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት አዉን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ሕትመት :ሃላቅትን ቀወምትን ኣቅሑት : ኣቅሑት መለዋወጢ ኤሌክትሮኒከስ: ኣቅሑት ፅሬት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 10, 2016 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 10, 2016 8:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ሽንት ቤት ፅገና ብሾፒንግ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 5, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 5, 2016 3:10 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: ---
  • Tender Category ካልኦት ፅገና/