ትካልና ፍረ ስዉኣት ሰራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንደረቅ ፅዕነት መጓዓዚያ ዝጥቀመለን ዘሎ ክልተ ናይ ጣሊያን ሰርሓቲ ዝኮና ኤሮትራክ ምስተስሓቢአን ብዘለዋሉ ኩነታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደልይዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 15, 2010 04:29 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ትልምና ፋይናንስን አብ ሙሉእ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝክረ ሰማእታት ካብ ዝተፈላለዩ ሴክተራትን ዉሸጢ ግልጋሎት እናሓቡ ዝነበሩ ዘገልግሉ ንብረት ኮምፒተር :ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ : ሐፂን ወናብርቲ ዝመሳሰሉ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ነዚ ተዘርዘሩ ዘሎ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትራንስ ኢትዪጰያ ኃ/የተ/የግል ማህበር በመቐሌ ዋና መስሪያ ቤት ግቢ ዉስጥ የሚገኙ ያገለገሉ የተለያዩ ንብረቶች በጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች ይምታማሉ በጨረታዉ እንድሳተፉ ይጋብዛልዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 12, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡ
ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንዘለዎ ዝተፈላለዮ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ፈርኒቸርን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
ትካልና ፍረ ስዉኣት ሰራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንደረቅ ፅዕነት መጓዓዚያ ዝጥቀመለን ዘሎ ክልተ ናይ ጣሊያን ሰርሓቲ ዝኮና ኤሮትራክ ምስተስሓቢአን ብዘለዋሉ ኩነታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደልይዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 30, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ንህወሓት ቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት: አረጊት ጎማ :ናይ መካይን መቀያየሪ አረጊት ሓዱሽ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ከም ከምፒተር ፋክስ ፕሪንተር አረጊት ቀለም ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ አወዳዲሩ ክንሸይጥ ንደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ መክዘኑ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ቆዋሚን ናይ ስፔር ፓርትን ብዘለዉሉ ኩነታት ንሕብረተሰብ ብግልፂ ሐራጅ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቢሮ ሕርሻን ገፀር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኣቅሑት ኣብ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይ ኣብቲ ዝገዝእዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 19, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣብ ቤት ፅሕፈትና ሰሜን ጥዕና ጣበያ ካብ ትካልና ዝተፈላለዩ ቐወምቲ ንብረታት ዝኣከብናዩም ብጨረታ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ንደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ