ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዘየገልገሉን ንብረት አጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ብተመሳሳሊ ዓይነት ስራሕ ሕጋዊ አፍልጦ ዘለኩም ትካላት ብአካል ዜርኩም ብምርኣይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ዝርዝር መዐቀኒ ቅጥዒ ንሕድሕድ ንብረት ንፅልን ጠቅላላን ዋጋ ብምቅማጥ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ጣብያታት ጥዕና ስራሕቲ ስላብ ሞልድን ንስራሕቲ ብረት ማዕፆን መስኮትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ዝተፈላለዩ ሎትሓደ ሎትሓደ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑ ኤለክትሮኒክስ ...ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ዓርቢጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት