ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝርዝሮም ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክሸየጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 6, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ዝርከቡ ዝዉገዱ ንብረታት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት መለዋወጢ መኪና ዓረብያ ሓፂነ መፂንን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 12, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 25, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያልኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር (ኤች ዲ ቪ ኤል ቢዝነስ ዩኒት) ብግምት ከባቢ 35000 ኪሎ ግራም ናይ ዕንጨይቲ ተረፈ መህርቲ(መዐሸጊ ኮይኑ ዝመፅእ)ጣዉላ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 6, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዝክረ ሰማእታት ቤት ትምህርቲ ካልኦት ሴክተራት ግልጋሎት እናሓቡ ዝነበሩ ዘገልግሉ ንብረት ኮምፒተር ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ ሓፂን ወናብርቲ ወዘተ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 29, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
ቤት ፅሕፈት ወረዳ ቆላ ተምቤን ትልምን ፋይናንስን ኣብ ግልጋሎት ዉዒሎም ዝተመሰሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 23, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 28, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሐታይ ኣዲያቦ ሓደሽትን ዝተፈላለየ ዘገልገሉን ንብረታት ብግልፂጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 21, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 28, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ካብ ዝተፈላለየ ቦታ ዝተአከበ መሳርሒ ፅሕፈት ኤለክትሮኒክስ መለዋወጢ አቁሑት ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ተረፈ ምህርቲ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዝሓላፎ ሽምዒ: ዘመናዊ ቆፎ ስብርባር : ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂንን : ዴስክ ወንበር ስብርባር :ዓይነርግቢ ናይ ንህቢ ቅዳድ ዘለዎ: ናይ መኪና ጎማ ዝአረጋ ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታኣወዳዲረና ክንሸይጥ ንደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 12, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ናይ መካይን መለዋጢ ኣቁሑት ናይ ፅሕፈት ጎማ ኮንጎ ጫማ አረጊት ጎማ ናይ መኪና ናይ መቀያየሪ አረጊት መኪና : ሓዱሽ ናይ ኢሌክትሮኒክስ ከም ኮምፒተር ፋክስ ፕሪንተር አረጊት ቀለም ፕርንተር ፎቶ ኮፒ ናይ ዝዉገዱ ንበረትን አወዳዲሩ ክንሸይጥ ስለዝደለና ትገዝኡ እትደልዩ አወዳዲረና ክንገእ ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 12, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 24, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ