ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ዘገልገሉ ናይ ትቦታትን መገጣጥምን ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡውን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዓዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ዘገልገሉ ናይ ትቦታትን መገጣጥምን ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡውን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 30, 2011 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ናይ ወ/ደ/ተምቤን ከተማ ሃገረ ሰላም ናይ ሂወት ፀባን ውፅኢት ፀባን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመሳለጢ ዝዓደገታ ኣውቶብሰ (መኪና) ኣወዳዲራ ክትሸይጥ ትደሊ።ስለዚ በቲ ዝወፀ ጨረታ መሰረት ዓቅሚ ዘለኩም ክትጫረቱ ብግልፂ ትዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ምድብ1 (lot)ሃለቅትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ምድብ2 (lot) ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ምድብ3 (lot) ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ምድብ4 (lot) ናይ መኪና ሃለቅቲ ኣቅሑት፣ ምድብ5 (lot) ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ምድብ6 (lot) ዘገልግሉ ንብረታት ንጨረታ ንምቅራብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ኣወዳደሩ ክዕድግ ክሸይጥን ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለዉ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ መእሰሪ ፕላስቲክ ሽዎ ፣ ብትን ፕላስቲክ፣ ትርሽዋ፣ በርሚልን ጣውላን ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ዝርከብ ዝውገድ ንበረት ኮይኑ ፣ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ዝርከቡ ግልጋሎት እናሃቡ ዝፀንሑ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፣ በራሚል፣ ዝተፈላለዩ ወንበራት፣ስፖንጅ ወንበር፣ወዘተ ዝመሳሰሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 25, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሮብጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ዝርከብ ዝውገድ ንበረት ኮይኑ ፣ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ዝርከቡ ግልጋሎት እናሃቡ ዝፀንሑ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፣ በራሚል፣ ዝተፈላለዩ ወንበራት፣ስፖንጅ ወንበር፣ወዘተ ዝመሳሰሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 25, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሮብጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ደደቢት ትካል ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ንኡስ ጨንፈር መቐለ ደቡብ ሰሌዳ ቁፅሪ 1 00867 ትግ ኣገልግሎት ታክሲ ዓይነት ተሽከራካሪ ኣውቶሞቢል፣ሞዴል 100A፣ ሞተር ቁፅሪ A10 415976፣ሞተረ ጉለበት ሲሲ 1171 ዝኾነት ታክሰሲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ስለዝደለና ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንከትወዳደሩ ተኽእሉ ምዃነኩም ንገልፅ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
በኢትዮጵያ ምርጥ ዘር ኣቅርቦት መቐለ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት የተለያዩ ንብረቶች በጨረታ መሸጥ ይፈልጋል። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ