ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨወታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2012ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ HDPE ትቦታትን መገጣጠሚኦምን ካብ 63mm- 315mm እትብይድ but welding machine ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 25, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
የግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሱትን ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል ፣ ባዴላ ብዛት 4525 ፣ መዋሮ /ኣፍኩቱ / ብዛት 4525 ፣ ማይ ሚዛን ብዛት 10000 ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ቢሮና ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን/ክ/ትግራይ ንቢሪኡ ዘገልግል ናይ መኪና ኣቅሑትን ህንፃ መሳርሕን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል AC Ventlator .Ultra Sound , ሮቶ መትሐዚ ማይ ዋተር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራዉ G+10 ህንፃ ኣገልግሎት የሚዉሉ ፊኒሽንግ ማተርያል / የኤሌክትሪክ ዕቃዎች ሳንቴሪ እና የተለያዩ የህንፃ ዕቃዎች/ ቴንዲኖዎች እና ቡሌኬት በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋልnisዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቡንቧ መለዋወጢ ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 ናይ ህንፃ መሳርሒ 2 ናይ መኪና ኣቅሑዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ቅድሚት ፓራወልት ( front bumper) ምስ መፀገኒኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ማይ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኩባንያችን መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (MIE) የተለያዩ መስፈርት ያላቸዉ ቦርሆል ወተር ሳፕላይ ሲስተም እና ወተር ትሪትመንት ፕላንት ( Borehole water supply and water treatment plant) የእቃ ኣቅርቦት ፣ የተከላ እና ሙከራ ስራ በጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ስለሚፈልግ ብቃት ያላቹ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርት የምታማሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ