ማይጨዉ ፓሊ ቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንካልአት ግልጋሎትን ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ (ማንፋክቸሪንግ: ኮንስትራክሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ/ ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂይ፣: ፅሕፈት መሳርሒን፣ ፅሬት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 07:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2012ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ HDPE ትቦታትን መገጣጠሚኡን ካብ 40mm- 160mm እትብይድ but welding machine ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ምድብ 1 ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተር ምድብ 2 ፓክቶሬጅቲካል ኬት ማለት እዉን ኬት ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ፣ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት፣ ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሃገረ ሰላምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮመት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሃንድ ፓምፕ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ማይ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ናይ መኪና ስፔርን፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ስዒቦም ንዝተገለፁ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም GI ትቦ መገጣጠምን ዲሲኣይ ሰላንጅ ዳትን ፣ ኣቅሑት ቤተ ፈተነን ክሎሪንን ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ 1.HDPE 2.FITTING 3.PIPE ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ትምህርቲ መመህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2012ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ማይን ኤሌክትሪክን፣ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ማሽን፣ ፎቶ ኮፒ፣ ፍርጅ ፣ ስፒከራት ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ቴሌቪዥን፣ ኬሚካላት፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን ፣ካልኦትን ኣጨሪቱ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ የ ቐላሚኖ በርሆል የዉሃ መስመር በተወሰነ ቦታ ላይ የቱቦ ችግር ስላጋጠመበት ቱቦዎች ባላሞያዎች በጨረታ ለመቀየር ስለ ፈለገ ከዚህ በታች የጨረታ መመርያዎች እማልታቹ መወዳደር ትችላላቹዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 08:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ