ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ ናይ አዉቶቡስ ክራይ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 10:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይዕድጊት ኸቢደ መሺን
... ን፤ የመኪና ጎማ፤ ችግኝ እና የችግኝ ዘር ግዥ እና የቡሬ ውሃ ቁፋሮ ግንባታ ግዥ በአገር ውስጥ ገበያ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 15ኛው ቀን የሥራ ቀን 4፡00 ሰዓት ቦታ:ኣፋርጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲፍዮሪን ሆልቲካልቸርስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ በጀት ዓመት 2012 ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ መኪና ፣ ሞተርሳይክልን ጀነሬተርን እስፔር ፓርትን 2 ፒክ ኣፕ ዳፕል ጋቢና ክራይ ክካረ ስለ ዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቃል ኪዳብ ሶቖጣ ዲክሊሬሽን ፕሮግራም መተሓባበርቲ ግልጋሎ ትዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ከማላእ ዝግባእ ቅድመ ኩነታት ከምዘስዕብ ይኸዉንዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኒ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ዕቀባ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንሰራሕተኛታቱ ንበጀት ዓመት 2012 ዓም አገልግሎት ኪራይ ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ጉ/መ/ ስ ክልል ትግራይ 60 ሰባት ዝፅዕና 9ተ ቀዳማይ ደረጃ ኣዉቶብሰት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝድሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘገጃ ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፃኢ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነገጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክወዳደር ይክእል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንናይ ቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክሊረወሽን ፕሮግራም መተሓባበርቲ ግልጋሎት ትዉዕል መኪና ኪራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ክማላእ ዝግቦኦ ቅድመ ኩነታት ከም ዝስዕብ ይኸዉን ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ኪራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብሮፎርማ ኣወዳዲሩ ገልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፃኢ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማልአ ነጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክወዳዳር ይክእል ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክትግራይ ዳዕፋይናንስን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 10:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን