1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል
ተ.ቁ | ዓይነት ግልጋሎት | ዝርዝር መግለፂ | ትዋፈረሉ ቦታ ወረዳታት | በዝሒ |
01 | ናይ መኪና ኪራይ | - · ሞዴል /Toyota Land Curser 105/
- · ድሕሪ 2002 ኣ.ፈ ዝተመረተት
- · ብዙሕ ኪ/ሜትር ዘይከደት
- · 5ተኡ በሪ ዝሰርሕ ዝክፈትን ዝዕፆን
- · ልዕሊ 5ተ ሰብ እትፅዕን
- · መናፈሲ ዘለዋ
- · መድሕን ዉሕስና ዘለዋ
- · ነዳዲ ብመቕረባይ ይሽፈን
- · ካብ ዕለት20/12/2011 ክሳብ 10/03/2012
- ü ኦፍላ
- ü ሳ/ሳምረ
- ü ቆላ ተምቤን
- ü ጣ/አበርገለ
- ü ናዕዴር ዓዴት
- ü ፀለምቲ
- ü እ/አላጀ
- ü እንዳ መኾኒ
- ü መ/ለኸን
- ü ነሓሰ 20-23/2011
- ü መስከረም 5-10/2012
- ü መስከረም 25-30/2011
- ü ጥቅምቲ 7-11/2011
- ü ጥቅምቲ 20-24/2011
- ü ሕዳር 6-10/2012
| ብድምር 31 መዓልቲ | 01 |
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 26-30 /11 /2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 01/ 11/2011 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት
ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15
ድሕሪት