https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7977
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንናይ ቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክሊረወሽን ፕሮግራም መተሓባበርቲ ግልጋሎት ትዉዕል መኪና ኪራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ክማላእ ዝግቦኦ ቅድመ ኩነታት ከም ዝስዕብ ይኸዉን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

ተ.ቁ

ዓይነት ግልጋሎት

ዝርዝር መግለፂ

ትዋፈረሉ ቦታ ወረዳታት

በዝሒ

01

 ናይ መኪና ኪራይ

  • · ሞዴል /Toyota Land Curser 105/
  • · ድሕሪ 2002 ኣ.ፈ ዝተመረተት
  • · ብዙሕ ኪ/ሜትር ዘይከደት
  • · 5ተኡ በሪ ዝሰርሕ ዝክፈትን ዝዕፆን
  • · ልዕሊ 5ተ ሰብ እትፅዕን
  • · መናፈሲ ዘለዋ
  • · መድሕን ዉሕስና ዘለዋ
  • · ነዳዲ ብመቕረባይ ይሽፈን
  • · ካብ ዕለት20/12/2011 ክሳብ 10/03/2012
  • ü ኦፍላ
  • ü ሳ/ሳምረ
  • ü ቆላ ተምቤን
  • ü ጣ/አበርገለ
  • ü ናዕዴር ዓዴት
  • ü ፀለምቲ
  • ü እ/አላጀ
  • ü እንዳ መኾኒ
  • ü መ/ለኸን
  • ü ነሓሰ 20-23/2011
  • ü መስከረም 5-10/2012
  • ü መስከረም 25-30/2011
  • ü ጥቅምቲ 7-11/2011
  • ü ጥቅምቲ 20-24/2011
  • ü ሕዳር 6-10/2012

ብድምር 31 መዓልቲ

01

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ  ዕለት 26-30 /11 /2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ  ዕለት 01/ 11/2011 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

 ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15