ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎት ትራንስፖርት ሰርቢስ ዝህባ ተሽከርከርቲ ኮስታር፣ ሚኒባስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ እዚ ግልጋሎት ዝህባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ንምሃብ ድሌት ዘለኩም ዝስዕቡ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2012 03:20 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ኮመንት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ክራይ፣ ናይ ፈርኒቸር ፅገና፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ካፍተርያ ኣቅርቦት ከ/መቐለ፣ ናይ መኪና ሕፅበት ፣ ናይ ጎሚስታ ዕድጊት፣ደረቅ ብስኩት ብግልፂ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኣቅርቦት ምግቢ ካፌን ሬስትራንትንፅገና ሞተርሳይክልፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላዩ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሑት ብረታ ብረት፣ ኣቁሑ ኤሌክተሪክ፣አቁሑ ፅሬት፣ ኣቁሑ ሳኒቴሪ ኢንስታሌሽን፣ ክራይ ኣጎልግሎት ሰርቪስ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሓ . ዝተ. ዉ ማሕበር ኣብ 2011 ዓም ካኣብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኣቁሑ ፅዕነት አገልግሎት ንምርካብ ብጨረታ አወዳዲሩ ንዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ን 2012ዓ/ም ኣብ ወረደኡ ንዝርካባ ኣጎልግሎት ዝዉዕላ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮምፒተርን ኣቁሑት ኮምፒተራትን፣ኣቁሑት ፅሬት ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ኣቁሑት ሕትመት፣ ኣቁሑት ፅገና ብሽክሌት፣ ኣቁሑት ብሽክሌታ ፣ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ግልጋሎት ደረቅ ፅዕነት፣ኣቁሑት ገዛን ኣብያተ ፅሕፈትን ፣ግልጋሎት ፎቶ ኮፒ፣ ግልጋሎት ቀረብ ባኒ፣ ፅገና መካይንን ፅገና ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንግራፊክስ ዲዛይንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንናይ ኮሌጅና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሰርቪስ መኪና ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዘመን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ንምጉዕዓዝ /ንምምልላስ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎት ትራንስፖርት ሰርቢስ ዝህባ ተሽከርከርቲ ኮስታር፣ ሚኒባስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ እዚ ግልጋሎት ዝህባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ንምሃብ ድሌት ዘለኩም ዝስዕቡ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ን 1 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ፣ ማይን ህንፃን ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ • ን 2ይ ግዜ ዝወፁ::ዝተፋላለየ መሳርሒ ሕትመት: ዝተፋላለዩ መጣዕምቲ ምግቢ : ናይ ሰራሕተኛ ሰርቪስ መኪና ንምክራይዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ሕትመት ኣቁሑትንመኪና ክራይዕድጊት ኸቢደ መሺንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ንሰራሕተኛታት መማላላሲ ናይ ሰርቪስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ፣ ሊቪረ፣ ቲን ዘዉፀእኩም መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቕቡ ትኽእሉ ናይቲ ትካል ወይ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድ ዘሎ ሽምን ማሕተምን ናይ ዋጋ መቕረቢ ፕሮፎርማን ኣብ ከፋ ግበሪ ዘሎ ሽምን ሓደ ዓይነት ተዘይኮይኑ ተቐባልነት የብሉን ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይዕድጊት ኸቢደ መሺን