ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብበጀት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ዉፅኢት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክል :ሳይክል : ኦባማ ዝዓይነተ ኣሲዙ ናይ ፅዕነት መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት መኪናዕድጊት ሞተርሳይክል
ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ሴከተራት ናይ እንስሳት መድሐኒት : ሞተር ሳይክል : ስፔር ፓርትን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣብርሃ ወኣፅብሃ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንትካልና ግልጋሎት ዘውዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ንቤት ማዘጋጃ ዕሸል ከተማ ትኹል ግልጋሎት ዝውዕል ሓንቲ ቦክሰር ሞተር ሳይክል VAT ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ንኮሚሽን ፖሊስ ክ/ትግራይ ግልጋሎት እትውዕል ብነዳዲ እትሰርሕ ዳብል ጋቤና ቶይታ ሃይሎክስ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት መኪና
ኣብ 2018ዓ/ም ባጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መረ ሚኢቲ ጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ ግሪን ሃዉስ ኣቅሑት ዕድጊትን ፅገናን : ኤንኩቬተርን : ሃቸርን : ናይ እንስሳት ቀለብ መጥሐንን መቀነባበሪ ማሽንን ከምእዉን ናዉቲ ቤት ዕዩን : ኣቅሑት መሳርሒ ንህብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንዕድጊት ኸቢደ መሺን
ንካልአያ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ካብ ናይ ዩኒዲፒ በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልግሎት ዝዉዕል ሞተርሳይክል ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ዝዉዕል ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተሽከርከርቲ መላት እዉን ሞተር ሳይክልን: ሳይክልን : ህንፃ ኣቀሑት : ፅሬት ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳባፃሕማ ካብ UNDP ብዝተረከበ በጀት ንአገልግሎት ኣብያት ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ዓርቢጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል