ንኮሚሽን ፖሊስ ክ/ትግራይ ግልጋሎት እትውዕል ብነዳዲ እትሰርሕ ዳብል ጋቤና ቶይታ ሃይሎክስ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ዕድጊት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ንኮሚሽን ፖሊስ ክ/ትግራይ ግልጋሎት እትውዕል ብነዳዲ እትሰርሕ ዳብል ጋቤና ቶይታ ሃይሎክስ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ/መቕረብቲ/ ንኽትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወሳኺ እሴት ታክሲ /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረን::

2. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

3. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል። 

4. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።

5. መኸበሪ ጨረታ ብር 100,000.00/ሓደ ሚኢቲ ሽሕ ብር ጥራሕ/ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብስፒኦጥራሕ ኣስሪሑ ከትሕዝ ዝኽእል።

6. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 15' ማዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዐዚ ናብ ኮሚሽን ፖሊስ ክ/ትግራይ ክቕርቡዝኸእሉ ።

7. ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ብር 200.00/ ክልተ ሚኢቲ ብር ጥራሕ/ ከፊልካ ብምውሳድ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም፣ፊርማ ሙሉእ ኣድራሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፅ ዝኽእል ካብ ዕለት 28/04/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክ/ትግራይ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኮፒን ኦርጅናልን ብምፍልላይ ምእታው ይኽእሉ::

8. እቲ ጨረታ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ ዝኸፈት ኮይኑ እንተዘይተረኺቦምእቲ ጨረታ ንምኽፋት ዘፀግም /ዝኽልክል/ ከም ዘየለ

9. ኣብ ናይ ዋጋ መቕረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሱ ን30 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ፣ ብተወሳኺ እዉን ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ንብረት ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሶም ዝውዳደሩ ምዃኖም እናፍለጥና ቫት የወስኸ ወይ የቕንስ ዝብል ሓሳብ ወይ መስራቤቱ ካብ ዘውፅኦ ስፐስፊኬሽን ካሊእ መብርሂ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ ኣብ ሕድሕድ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩ ካብ ውድድር ዝወፅእ ምዃኑ ።

10. ኮሚሽን ፖሊስ ክ/ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኸፊል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው ኾይኑ ብተወሳኺ እውን 20/ ናይ ምውሳኽን ምቕናስን መሰሉ ዝተሓለወ እንትከውን ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ መምልኢ ዋጋ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ክ/ትግራይ ጥራሕ ይወስዱ። 

11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100ወይ ድማ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 308 ብኣካል ምሕታት ትኽእሉ ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s