ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሕትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ስለዋጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ብ UINDP ዝተደጎመ በጀት ን ፖሊስ ኮሚሽን ክልል ትግራይ ዞባታትን ወረዳታትን ግልጋሎት ዝዉል ኣቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት ከምእዉን ኮሚሽን ፖሊስ ካብ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ጨረታ ወፂኡ ብዝተፋፈላለየ ምክኒያት ዝተንጠባጠበ ማለት እዉን ዝተረፈ ንብረት ብነጋዶ ክኣትዉ ዘይካኣሉ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንብት ፍርዲ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንባዕሉን አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ፅሕፈትን : ናዉቲ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ቆራሮጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንዝተፈላላዩ ኣብያተ ዕዮ መንግሰቲ ዝጥቐማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሃገረ ሰላምጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ግልጋሎት ደም ካንኪ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ስዒቦም ዘለው ንብረታት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋውጢ ኪራይ መኪና ናይ ባነር ሕትመት ናይ ቢሮ ናውንቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲትራንስፖርት ግልጋሎትናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉልዑ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ፅሬት: ሕትመት : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት መሳሪሒ ፀሕፈት ሎት 1 መሳሪሒ ህንፃ ሎት 2 ናውንቲ ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ትካልና አውዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ወይ መቅረብቲ ግል ጨረታ ሰለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ጥዕና ክ/ትግራይ ንብሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ንምግዛእ ብፕረፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት መሰረት ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት