ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ :ናይ ማይ አቁሑ: ናይ መኪና ስፔር: ናይ ኤለክትሮኒክስ :ናይ ስፖርት ዕጥቂ :ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 18, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ን2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ናይ ሃለቅት ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት : ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 29, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
የኣክሱም ዉሃና ፍሳሽ አገልግሎት ፅህፈት ቤት ለ2010 በጀት ዓመት 2ተኛ ዙር ጨረታ የዉሃ ቱቦ ከነ መገጣጠሚያዉ: ቴክኒካ መሣሪያዎች : ህንፃ መሳሪያ : ሳመር ስቢል ፓምፕ : የኤሌክትሪክ መለዋወጫ እቃዎች : የመኪና ጎማዎች ስፔሮች : የፅህፈት መሣሪያ : የፅዳት ዕቃዎች : ሞተር ሳይክል: የኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 24, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክልቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብምድብ መቂሉ ምድብ 1 ወንበረን ጠረጰዛን : ምድብ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ላፕቶፕ : ምድብ 3 መሳርሒ ፅሕፈት ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት ቢሮ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 6, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግል ናይ ተሽከርከርቲ ጎማን ባትርን : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣናእሽተይ መሳርሒን : ከምኡዉን ናይ ፅሬት መሳርሕታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2010 ዓም ከልኣይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ስራሐቲ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተር ኣክስሰሪ :ሕትመት:ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ሰልሳይ ፍርቂ ዓመት ኣቅሑት ፅሬትን: ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 12, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ሕትመት :ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ : ሎት ሽድሽት መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ዘርኢ ቀለብ እንስሳት ደንን በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒታት ፅሕፈትን: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፅሬትን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ንብረትን መሰርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና: ኬሚካላት ቤተ ፈተነ: ኣቅሑት ፅሬትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 15, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ላዕላይ አድያቦጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ስራሕቲ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 12, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንደርታጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ