ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ነጋ ገ/ዝጋብሔር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልገሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረት ድማዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 25, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ምድብ 2 ኣቁሑት ፅሬት ምድብ 3 ሕትመት ምድብ 4 መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ካብ ናይ ስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ወረዳ ዓደዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብስክሌት : ሕትመት: ጎማ መኪና : ስሚንቶን መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 03:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ ባትሪን ጎማን መኪናን ሞተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ማይጨዉጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ኣገለግሎት ፅገና መኪና : ፅሕፈት መሳርሒን : ኣናእሽተይ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 21, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሕት ፅሬት : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሞተር ሳይክልን : ኣቁሑት ቢሮ ፈርኒቸር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 16, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ አላማጣጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ክፍለ ከተማ ቐደማይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን2011 ዓም አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ስቴሽነሪን :ናይ ፅሬት ኣቀሑት : ናይ እሱራት ቀለብን ባኒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 23, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ሞተር ሳይክል ስፔር ኣቅሑት : መኪና ስፔር ኣቅሑት: ኮምፒተርና ኮምፒተር ተንከፍ ኣቅሑት : ሕትመት መሳርሒ ኣቅሑት : መኪና ፅገና ጋራጅ :ሞተር ሳይክል : መኪና ጎማን ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ንዝተፈላዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቀሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር መለዋወጢን : ናይ ሸቀጣ ሸቀጥን ኣቅሑት ፅሬትን : ሓፂን መፂን ዕንፀይትን : መሳርሒ ህንፃ : ግልጋሎት ሕትመት : ዕጥቂ ስፖርትን ካልኦትን ንምዕዳግ ከምእዉን ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እሱራት ቀለብ ባኒ ግልጋሎት መጎዓዝያ ደረቅ ፅዕነት : ግልጋሎት ፅገና ኦፊስ ኣዉቶ ማሽን : ፅገና ሞተር ሳይክል ግልጋሎት ጋራጅን ፅገናን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን ግልጋሎትን ክዕድግ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ምህንድስና ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን